• ክንክን ጥዕና ስኒ ኣብ ኣውትራሊያ:

  • Sep 4 2024
  • Length: 10 mins
  • Podcast

ክንክን ጥዕና ስኒ ኣብ ኣውትራሊያ:

  • Summary

  • ኣብ ኣውስትራሊያ ክንክን ጥዕና ስኒ ከመይ ከምዝሰርሕ ምርዳእ ጥዕናኻን ድሕንነትካን ንምሕላው ኣገዳሲ እዩ ። ኣብዚ ትሕዝቶ'ዚ ፡ መሰረታዊ ናይ ዓበይትን ህጻናትን ሕክምና ስኒ ኣብ ኣውስትራሊያ ከመይ ከምዝኾነ ክንርእ ኢና ፡ንዓኹምን ንስድራቤትኩምን ፍሽኽታኹም መታን ክኹላዕ እዚ ኣገልግሎታት ብኸመይ ክትረኽቦ ትኽእል ፡ ወጻኢታቱ ፡ ከምኡ "ውን ገለ ኣገደስቲ ምኽርታት ናይ ስኒ ጥዕና ክንድህስስ ኢና።
    Show more Show less
activate_WEBCRO358_DT_T2

What listeners say about ክንክን ጥዕና ስኒ ኣብ ኣውትራሊያ:

Average customer ratings

Reviews - Please select the tabs below to change the source of reviews.