• ሊቨርፑል ሻምፒዮን ኮይና፣ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ሽቶ ምምዝጋብ ይቕጽል፣ ትዕግስት ኣሰፋ ንማራቶን ለንደን ተዓዊታቶ

  • Apr 27 2025
  • Duración: 12 m
  • Podcast

ሊቨርፑል ሻምፒዮን ኮይና፣ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ሽቶ ምምዝጋብ ይቕጽል፣ ትዕግስት ኣሰፋ ንማራቶን ለንደን ተዓዊታቶ

  • Resumen

  • ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (28/04/2025) * ኢትዮጵያዊት ትዕግስት ኣሰፋ ኣብ ማራቶን ለንደን ሓድሽ ክብረወሰን ብምምዝጋብ ተዓዊታ፡ * ኤርትራዊ መንእሰይ ሳይመን ተስፋጊዮርጊስ ኣብ ውድድር ጉያ እግሪ 10ኪሜ ቤንጋሉሩ ዝድነቕ ካልኣይ ወጺኡ፣ * ኣብ ውድድራት ኣልማዛዊ ሊግ ዋንዳ ኢትዮጵያዊ ሳሙኤል ተፈራ ሓድሽ ክብረወሰን ናይ'ቲ ርክባት ብምምዝጋብ ኣብ ውድድር 3000ሜ መሰናኽል ተዓዊቱ፡ * ኣብ ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ሊቨርፑል መበል 20 ጽዋዕ ብወግዒ ክትዓትር'ንከላ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ሽቶ ኣመዝጊቡ ኒውካስትል ዩናይትድ ናብ ሳልሳይ ተርታ ክትድይብ ሓጊዙ፣
    Más Menos
adbl_web_global_use_to_activate_webcro768_stickypopup

Lo que los oyentes dicen sobre ሊቨርፑል ሻምፒዮን ኮይና፣ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ሽቶ ምምዝጋብ ይቕጽል፣ ትዕግስት ኣሰፋ ንማራቶን ለንደን ተዓዊታቶ

Calificaciones medias de los clientes

Reseñas - Selecciona las pestañas a continuación para cambiar el origen de las reseñas.