• ሓጸርቲ ዜናታት ኢስ ቢ ኤስ ትግርኛ (29 ሚያዝያ 2025)

  • Apr 29 2025
  • Duración: 6 m
  • Podcast

ሓጸርቲ ዜናታት ኢስ ቢ ኤስ ትግርኛ (29 ሚያዝያ 2025)

  • Resumen

  • ንሎሚ 29 ሚያዝያ 2025 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ኛ ኣርእስታት፡ ** ኣብ ዩክሬን ዝግበር ዘሎ ዉግእ ናይ ሰለስተ መዓልቲ ተኹሲ ደው ክብል ፕረሲድንት ሩሲያ ቪላድሚር ፑቲን ኣዊጁ ... ** ኣብ የመን ዝርከቡ ዕጡቓት ሑቲ ፡ ኣብ ኣውራጃ ሳዓዳ ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ዝነበርዎ ኣብ ሓደ ቤት-ማእሰርቲ ብ መጥቃዕቲ ኣየር ኣመሪካ ፡ ብውሕዱ 68 ሰባት ከም ዝቐተሉ ተፈሊጡ ። **ኣብ ስፔንን ፖርቱጋልን ሓይሊ ኤለክትሪክ ድሕሪ ምቁራጹ ፡ ባቡራት ፡ ሞባይልን ኢንተርነትን ተቛሪጹ ።
    Más Menos
adbl_web_global_use_to_activate_webcro768_stickypopup

Lo que los oyentes dicen sobre ሓጸርቲ ዜናታት ኢስ ቢ ኤስ ትግርኛ (29 ሚያዝያ 2025)

Calificaciones medias de los clientes

Reseñas - Selecciona las pestañas a continuación para cambiar el origen de las reseñas.