• "ብዝሒ ስደተኛታት ጠንቂ ጸገም ቁጠባን ገዛን" ብሂላት ብዛዕባ ስድተኛታት ኣብ ጎስጓስ ምርጫ ዝምልከት መጽናዕቲ ዶ/ር ማኑኤል ኤልያስ ካብ ዲክን ዩኒቭርሲቲ

  • Apr 29 2025
  • Duración: 18 m
  • Podcast

"ብዝሒ ስደተኛታት ጠንቂ ጸገም ቁጠባን ገዛን" ብሂላት ብዛዕባ ስድተኛታት ኣብ ጎስጓስ ምርጫ ዝምልከት መጽናዕቲ ዶ/ር ማኑኤል ኤልያስ ካብ ዲክን ዩኒቭርሲቲ

  • Resumen

  • ኣብ ጎስጓስ ምርጫ ኣውስትራሊያ ጉዳይ ስድተኛታት ሓደ ካብ ዛዕባታት ኮይኑ ብሰልፍታት ፖለቲካ ቀሪቡ ኣሎ። ብዛዕባ'ዚ ዝምልከት ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስን ፕሮፌስር ፈትሒ ማንሱሪ "4 key myths that manufacture an immigration ‘crisis’" ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ ዝጸሓፍዎ ዓንቀጽ እቲ ብዛዕባ ስደተኛታት ዝወሃብ ብሂላት ብ ኣኣርባዕተ ጉዳይ ከፊሎም ኣቕሪቦም እቲ ዝበሃል ድማ ጌጋ ምዃኑ ብመጽናዕቲ ኣደጊፎም ኣቕሪቦሞ ኣለዉ። ብዛዕባ'ዚ ጽሑፍ ምስ ምርጫ ፈደራል መንግስቲ 2025 ኣተሓሒዝና ካብ ጽሓፍቲ ናይቲ ዓንቀጽ ዝኾነ ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስ ዝርርብ ኣካይድና ኣለና።
    Más Menos
adbl_web_global_use_to_activate_webcro768_stickypopup

Lo que los oyentes dicen sobre "ብዝሒ ስደተኛታት ጠንቂ ጸገም ቁጠባን ገዛን" ብሂላት ብዛዕባ ስድተኛታት ኣብ ጎስጓስ ምርጫ ዝምልከት መጽናዕቲ ዶ/ር ማኑኤል ኤልያስ ካብ ዲክን ዩኒቭርሲቲ

Calificaciones medias de los clientes

Reseñas - Selecciona las pestañas a continuación para cambiar el origen de las reseñas.